ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህልቂት ላምፐዱሳ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት


ህልቂት ላምፐዱሳ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት
please wait

No media source currently available

0:00 1:00:18 0:00

ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት 3 ጥቅምቲ 2013 ልክዕ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝዀኑ 368 ሰባት ካብ ሊብያ ናብ ጣልያን ክሰግሩ ኣብ ደሴት ላምፓዱዛ ጥሒሎም ሞይቶም። ነዛ ዕለት ምኽንያት ብምግባር እምበኣር ነቶም ንሰደተኛታት ንዓመታት ናይ ርድእዎም መልእኽቲ ከስምዑሎምን ኣብ ኤውሮጳ መሰል ስደተኛታት ክኽበርን ክጣበቁን ዝጸንሑ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ኣዘረሪብና’ለና።

XS
SM
MD
LG