ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሄለን መለስ ኣብ ምርኢት ሙዚቃ መቐለ “ኣድሓ” ብእትብል ፍልጥቲ ዜማኣ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ተዘራርብ


Helen Meles
Helen Meles

ንምሕያል ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዓለመ ምርኢት ሙዚቃ ኣብ መወዳእታ`ዚ ሰሙን ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ ኔሩ። ካብ ኤርትራ ዝተዓደሙ ድምጻውያን ሄለን መለስን ናሆም የውሃንስን ነቲ ብኣማኢት ኣሸሓት ተዓዘብቲ ዝተረኸብሉ ኣፍደገ ሓወልቲ ሰማዕታት መቐለ ከምዘናወጹ ኣብኡ ዝተረኽቡ ይገልጹ።

ይኹን`ምበር ብግለ ሰባት ዝተፈላለየ ትርጉም ዝውሃባ `ኣድሓ` ትብል ዜማ ሄለን መለስ ኣብ መቐለ ብገለ ከየዘራረበት ኣይሓለፍትን።

ጸብጻባት ወኪላት ቪኦኤ ኣለም ፍስሃን ሙሉጌታ ኣጽብሃን ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡-

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:16 0:00

XS
SM
MD
LG