No media source currently available
ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ “ሰላም ንዘላቒ ዕብየት” ብዝብል ቴማ ሎሚ 31 ነሓሰ ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ- ኣስመራ ብፕረዚደንት ኢሳያይስ ኣፈወርቂ ብወግዒ ተኸፊቱ።