ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ውድድር ሻምፒዮን ማውንተይን ባይክ ኤርትራ ተኻይዱ


ብዩሲኣይ ኣፍልጦ ዘለዎ ሃገራዊ ውድድር ሻምፒዮን ማውንተይን ባይክ 2021 ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ተኻይዱ።

ኣብ’ቲ ኣብ ክልተ መድረኽ ዝተኻየደን 130 ተቐዳደምቲ ዝተሳተፍዎን ውድድር ብሉጽ ውጽኢት ዘመዝገቡ ጋንታታትን ተቐዳደምትን ናይ ገንዘብ፡መዳልያን ዋንጫን ሽልማት ከምዝተዋህቦም ህዝባዊ ርክባት ፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ናብ ድምጺ ኣመሪካ ዝሰደዶ ሓበሬታ ይገልጽ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ሃገራዊ ውድድር ሻምፒዮን ማውንተይን ባይክ ኤርትራ ተኻይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:53 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG