ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን  ኤርትራ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተፈለለዩ ንጥፈታት የከይድ ከምዘሎ ገሊጹ


ሃገራዊ ማሕበር ተማሃሮን መንእሰያትን ኤርትራ(ሃማመተኤ) ክሳብ ንኡሳን ዞባታት ዝዝርጋሕ ኮሚተ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኣቑሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጹ።

መንእሰያት ብማሕበርን ውልቅን ተወዲቦም ፡ህዝቢ ኣብ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ግንዛበ ዘዕብዩ ዝተፈላለዩ ጎስጓሳትን ኣስተምህሮን ካልእ ዓይነታዊ ሓገዛትን ይገብሩ ከምዘለዉ ኣባላት’ታ ኮሚተ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG