ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ናይ ወለንታ ፕሮግራም ኢትዮጵያ ብወግዒ ተጀሚሩ


ሚንስተር ሰላም ኢትዮጵያ ዘዳለዎ ፕሮግራም ማሕበረሰብ ሃገራዊ ወለንተኝነት ወይ ኣገልግሎት ግብረሰናይ ትማሊ አብ አዲስ አበባ አዳራሽ ሕብረት ኣፍሪቃ ተጀሚሩ።

ኣብቲ ምድላው ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ንሃገር ንምግልጋል ጀግንነት ብምኳኑ ዜጋታት ካብ ርእሰ ፍትወት ዝጸረየ ብወለንተኝነት ኣገልግሎት ምሃቦም ክቕጽሉ ተላብዮም።

ኣብዚ 10ሺ ወለንተኛታት ዝሳተፍሉ ምዃኑ ዝተሓበረ ሃገራዊ ፕሮግራም ማሕበረሰብ ወለንተኛታት ኣብ ምጅማሩ ዝተረኽቡ ቀዳማይ ሚንስትር አብይ አሕመድ ነቲ ኣገልግሎት ብኣብነት ኣለልዮም ንዝበልዎ ኣምባሳዳራት ወለንተኝነት ናይ ኣፍልጦ ወረቀት ምስክር ተዋሂቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሃገራዊ ናይ ወለንታ ፕሮግራም ኢትዮጵያ ብወግዒ ተጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:24 0:00


XS
SM
MD
LG