ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኦነግ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ከካይድ ጸዊዑ


ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ

ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ግንባር ነጻነት ኦሮሞ (ኦነግ)፣ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ንከካይድ ጸዊዑ።

ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ብወገኑ ንጻውዒት’ቲ ቦርድ ከምዝተቀበለ፣ ሓላፊ ርክብ እቲ ሰልፊ ኣቶ ለሚ ገመቹ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጹ ኣሎ።

ብኣቶ ኣራርሶ ቢቂላ ዝምራሕ ኦነግ ብወገኑ፣ እቲ ቦርድ ዘቅረቦ መጸዋዕታ ተቀባልነት ዘይብሉ እዩ ከምዝበለ ወኪልና ዝላኣኸቶ ሪፖርት ይሕብር።

XS
SM
MD
LG