ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንሕጋውነት ህወሓት ቀንጢጡ


.ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንሕጋውነት ህወሓት ቀንጢጡ።

እቲ ፓርቲ ኣብ ሓይሊ ዝተመስረተ ናይ ዓመጽ ተግባር ከምዝተሳተፈ ምርግጋጹ`ውን ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ`ሎ።

ሓለፍቲ`ቲ ፓርቲ ብሽም`ቲ ፓርቲ ክንቀሳቐሱ ከም ዘይክእሉ`ውን እቲ ቦርድ ውሳነ ኣሕሊፉ`ሎ።

ቦርድ ምርጫ ወሲኹ ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቀሱ ካልኦት ሰለስተ ፓርቲታት ድማ ንምንቅስቃሶም ዝምልከት መብርሂ ክህቡ ትእዛዝ ሂቡ'ሎ።

XS
SM
MD
LG