ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ`ዚ ሓዲሽ ዓመት 2012፡ ምርጫ ኣብ ግዚኡ እተዘይተኻይዱ ናይ ሃገር ምብታን ክስዕብ ይኽእል እዩ' ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል


ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፡ ኣብ`ዚ ሓዲሽ ዓመት 2012፡ ምርጫ ኣብ ግዚኡ እተዘይተኻይዱ ናይ ሃገር ምብታን ክስዕብ ይኽእል እዩ ኢሉ።


ንሱ ከምኡ ዝበለ ሓዱሽ ዓመት 2012 ምኽንያት ብምግባር ኣብዚ ዝዛዘም ዘሎ ዓመት ብደረጃ ክልል ይኹንን ብደረጃ ሃገር ዝነበሩ ፍፃመታት ኣድሂቡ መግለፂ ኣብ ዝሃበሉ እዋን`ዩ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG