ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ 2012 እንተዘይተኻይዱ ሃገር ምብታን ከስዕብ ይኽእል’ዩ’ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል


ምክትል ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ብምኽያት ጽባሕ ዝኽበር ሓዱሽ ዓመት 2012 ኣብዚ ይዛዘም ዘሎ ዓመት ብደረጃ ክልል ይኹን ሃገር ዝነብሩ ፍፃመታት ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም:: ኣብ መግለፂኦም ኣብ 2012 ምርጫ ኣብ ግዚኡ እንተዘይተኻይዱ ሃገር ምብታን ከስዕብ ይኽእል እዩ ኢሎም::

XS
SM
MD
LG