ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ንሕቶ ክልል ሲዳማ ብድምጺ ህዝቢ ኣብ ዝመጽእ ሕዳር ከምዝውሰን ኣፍሊጡ


ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንሕቶ ክልልነት ዞባ ሲዳማ ንምምላስ ኣብዚ ዝመፅ ዓመት መጀመርታ ሕዳር 2012 ህዝቢ ድምፂ ብምሃብ ክውሰን እዩ ክብል ኣፍሊጡ።

ነዚ ስራሕ ዘድሊ ልዕሊ 70 ሚሊዮን ብር ምምሕዳር እቲ ክልል ከዳለው እውን ትፅቢት ይግበር።

ሃገራዊ ምርጫ ቦርድ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ’ቲ ቦርድ ባይቶ ክልል ደቡብ ህዝብታት ብደብዳበ ንዘቕረበሉ ሕቶ መልሱ ንምሃብ ክሰርሕ ከምዝሰንሐ ገሊጹ ድምጺ ህዝቢ ውሳነ ዝካየድ ዕለት ከምዝፈለየ አማኻሪት ኮሚኒኬሽን’ቲ ቦርድ ወ/ሮ ሶልያና ሽመልስ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጻ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG