ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ ማሕበር ወለንታዊ ልግሲ ደም ኤርትራ ውሕስነት ቀረብ ደም ኣብ ምውሓስ ተርኡ የበርክት


ሃገራዊ ባንክ ደም ኤርትራ ኣብ ኮለጃት፡ኣብያተ ትምህርትን ትካላትን እናወፈረ ዝእክቦ ዝነበረ ደም ብምክንያት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ደው ብምባሉ፡ቀረብ ደም ንምምላእ ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም እጃሙ የበርክት ከምዘሎ ኣወሃሃዲ ክፍሊ ውዳበን ልግሲ ደምን ናይቲ ማሕበር መንእሰይ ገ/ዮናስ ንቪኦኤ ተዛሪቡ።

ብማሕበር ለገስቲ ደም ተማእኪሎም ዝመጹ ለገስት ብወገኖም ብዝትካእ ደም ዘይትትካእ ሂወት ንምድሓን ደም ብምልጋሶም ፍሉይ ውሽጣዊ ዕግበት ከምዝፈጠረሎም ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG