No media source currently available
ሃገራዊ ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባላውን ስንክልና ኤርትራ ንመሰልን ረብሓን ኣእምሮኣውን ምዕባላውን ስንክልና ዘለዎም ቖልዑ ዝሓሸ መነባብሮን ሂወትን ንከመርሑን መጻኢኦም ዝጣጥሐ ንክኸውን ብግዱሳት ወለዲ ዝቖመ ብሕታዊ ማሕበር ከምዝኾነ ኣብ መንበር ናይ’ቲ ማሕበር ኣቶ ብርሃነ በኹረጼን ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጹ።