ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ መደረ ፕረ. ትራምፕ ሎሚ ክቐርብ’ዩ


ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሎም ምሸት ኣብ ዘስምዕዎ ሃገራዊ መደረ State of the Union ኩነተ ሃገር ብዛዕባ ዕብየት ቁጠባ ሃገሮም ከሞጉሱን ኣድላይነት ሓፁር ምስ ሜክሲኮ ከስምርሉን ትፅቢት ይግበር።ዴሞክራት እውን ምላሽ ክህቡ እዮም።

ፕረዚደንት ትራሞፕ ን ርእሶም መብጸዓታቶም ይፍጽሙ ከምዘለዎን ብርቱዕ መራሒ ከምዝኾኑን ጌሮም ይገልጹ ኣለው።

ብዛዕባ’ዚ ኣብ ሰነት ኣሜሪካ መራሒ ብዙሓት ዝኾኑ ሪፖብሊካን ሚች መኮነል ብዛዕባ’ዚ ዓወት ቁጠባ ኣሜሪካ ከም አብነት ብምጥቃስ እዚ ከምዝኸውን ኣተንቢሮም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሃገራዊ መደረ ፕረ. ትራምፕ ሎሚ ክቐርብ’ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:02 0:00

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG