ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ መልቀቒ መርመራ ካልኣይ ደረጃ ኣብ መላእ ኤርትራ ይወሃብ ኣሎ


ናይ ካልኣይ ደረጃ ሃገራዊ መልቀቒ መርመራ(ማትሪክ) ሎሚ ሶኑይ 12 ሚያዝያ,2021 ኣብ መላእ ኤርትራ ክወሃብ ጀሚሩ።

ሎሚ ዓመት ብደረጃ ሃገር ኣስታት 14 ሽሕ ተማሃሮ ይሳተፉ ከምዘለዉን ካብዚኦም እተን 47% ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾናን ዝሓበረ ቤ/ጽ ማእከል ፈተና ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ላዕለዎት ትምህርትን ምርምርን ኤርትራ፡ እቲ ኣብ ርያድን ጅዳን ስዑዲ ዓረብ ንዝመሃሩ ኤርትራውያን ክወሃብ ተመዲቡ ዝነበረ መርመራ በሰንኪ ስግኣት ለበዳ ኮረና ቫይረስ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ዘውጽኦ ቅጥዕታት ከም’ቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ሎሚ ዓመት’ውን ከምዘይወሃብ ኣፍሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሃገራዊ መልቀቒ መርመራ ካልኣይ ደረጃ ኣብ መላእ ኤርትራ ይወሃብ ኣሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:45 0:00


XS
SM
MD
LG