ኣስመራ —
ኣብ ኣስመራ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት ሴካፋ ትሕቲ 15 ሎሚ ኤርትራን ኬንያን ብዘካየድኦ ግጥም ኤርትራ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ክትሓልፍ ኣይከኣለትን።
ኣብ ኣስመራ ስታድየም ኣብ ዝቐጸለ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ፡ ጸወታ ንክዛዘም ሓንቲ ደቒቕ ምስ ተረፎ ጋንታ ኬንያ ብዘእተወታ ሸቶ ኤርትራ 1 ን 2 ተሳዒራ ናብ ፍርቂ-ፍጻመ ከይሓለፈት ተሪፋ`ላ።
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ዘካየደቶ ጸወታ ብሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ 3 ብ 0 ተሳዕራ፣ናብ ፍርቂ ፍጻሜ ክትሓልፍ ኣይከኣለትን። ኣሰልጠንቲ`ታ ጋንታ፡ እኹል ምቅርራብ ዘይምግባሮም ሓደ ምኽንያት ምዃኑ ንቪኦኤ ገሊጾም።
ኣብ ካልእ ጸዋታ ሶማሊያ ንሱዳን 2 ብ 1 ረቲዓታ።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available