ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትንታነ- አሰልጣኒ: ተጻዋታይን ጋዜጠኛን ኣብ ግጥም ፍጻመ ሴካፋ ሃ/ጋ ኤርትራ


ትንታነ- አሰልጣኒ: ተጻዋታይን ጋዜጠኛን ኣብ ግጥም ፍጻመ ሴካፋ ሃ/ጋ ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:59 0:00

ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ውድድር ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ማለት ሴካፋ 2019 ክትሳተፍ ዝቐነየት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ዋንጫ ግጥም ብሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ተረቲዓ ካልኣይቲ ብምውጻእ ብሩር መዳልያ ተሸሊማ።በዚ መሰረት ኣኣንጋዲት ጋንታ ኡጋንዳ ዋንጫ ክትዓትር ከላ፡ ኤርትራ ካልኣይቲ ብምውጻእ ብሩር፡ ኬንያ ድማ ሳልሳይቲ ብምውጻእ ነሓስ ተሸሊመን ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG