ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ንኬንያ ብምስዓር ንግጥም ፍጻመ ሴካፋ ሓሊፋ


ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ደቂ ተባዕትዮ(ዓበይቲ): ሎሚ ቀትሪ: ኣንጻር' ኣብ 2017 ሻምፕዮን ሴካፋ ዝኾነት ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ኣብ ዘካየደቶ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ: 4-1 ተዓዊታ ንዋንጫ ሓሊፋ`

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኣቤል ሰለሙን ብሮቤል ኪዳነ ብሚካኤል ሃብተ ሰለስተ ሸቶታት ዘመዝገበት ክትከውን ከላ፡ ሓንቲ ድማ ኦስካር ዋማልዋ ዝተባህለ ናይ ኬንያ ተጻዋታይ ናብ ጋንትኡ ሸቶ ብምእታው፡ ኤርትራ ብ4-1 ስዒራ ናብ ፍጻመ ክትሓልፍ ክኢላ`ላ።

ቃለ መጠይቕ ምስ ጋዜጠኛ ስፖርት ኣማኑኤል ኣልኣዛር ኣብ ሴካፋ 2019
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:39 0:00


ብፍላይ ተኸላኻላይ ጋንታ ኤርትራ ኣቤል ሰለሙን ካብ ከባቢ ፍርቂ ሜዳ ቀሊዑ ዘመዝገባ ጎል ንብዙሓት ከም ዝገረመት ነቲ ጸወታ ዝተዓዘበ ጋዜጠኛ ስፖርት ኣማኑኤል ኣልኣዛር ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ሓቢሩ`ሎ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኤርትራ ሓሙስ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ንዋንጫ መን ጨበጠ ክትገጥም ኢያ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ንኬንያ ብምስዓር ንግጥም ፍጻመ ሴካፋ ሓሊፋ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:14 0:00


XS
SM
MD
LG