ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሴካፋ: ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሃገራዊት ጋንታ  ሩዋንዳ 3 ብ 0 ተሳዒራ


ሎሚ ሳልሳይንን ወሳንን ጸወታ ዘካየደ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ 3 ብ 0 ተሳዕራ፣ናብ ፍርቂ ፍጻሜ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣብቂዑ።

ሃገራዊት ጋንታ ታንዛንያ ንሃገራዊ ጋንታ ደቡብ ሱዳን 4 ብ 0 ብ ገፊሕ ውጽኢት ስዒራታ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሴካፋ: ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሃገራዊት ጋንታ  ሩዋንዳ 3 ብ 0 ተሳዒራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:21:36 0:00

XS
SM
MD
LG