መሕተሚ
በዓል አክሱም ፅዮን ብድምቀት ተባዒሉ።
No media source currently available
ኣብዚ በዓል ብዙሓት ኤርትራውያን ድሕሪ 21 ዓመታት ተሳቲፎም።
ምሉእ ትሕ ዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ዜና (ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኲናት ክልል ትግራይ ዝተፈጸመ ግፍዒታት ዝምልከት ዘውጽኦ መግለጺን ምላሽ መንግስቲ ኢትዮጵያን: ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ሰልፊ አካለ ጉድ ኣት ኣባላት ሓይልታት ትግራይን ካልኦትን) መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ የጠቓልል