ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃረር፡ ኣብ ሃውልቲ ራእሲ መኮነን ዘጋጠመ ሓደጋ ኮነ ተባሂሉ ዝተፈጸመ ኣይኮነን ተባሂሉ


ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ቐፅሪ ሆስፒታል ጁገል ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሓውልቲ ራእሲ መኮነን ዘጋጠመ ሓደጋ ኮነ ተባሂሉ ዝተፈፀመ ኣይኮነን ተባሂሉ።ፖሊስ ነቲ ተግባር ፈፂሙ ዝተባህለ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘውዓለን ገሊፁ’ሎ።እቲ ሓውልቲ ናብቲ ዝነበረሉ ንምምላስ ሰብ ሞያ መጽናዕቲ የካይዱ ምህላዎም’ውን ተሓቢሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG