ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ - ንመርዓ ትሕቲ ዕድመ እትገልጽ መጽሓፍ "ሕልሚ ሳራ" ተሓቲማ፡ ተዘርጊሓ


ኤርትራ - ንመርዓ ትሕቲ ዕድመ እትገልጽ መጽሓፍ "ሕልሚ ሳራ" ተሓቲማ፡ ተዘርጊሓ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:25 0:00

ብክኢላ መወለዳን ነርስ እልልታ ኣብርሃም ዝተጻሕፈት፡ “ሕልሚ ሳራ” ዘርእስታ ብመልክዕ ልብ-ወለድ ዝተጻሕፈት፡ ንሳዕቤናት መርዓ ትሕቲ ዕድመ እትገልጽ መጽሓፍ ዝሓለፈ ዓርቢ 3 ሕዳር 2023 ናብ ህዝቢ ተዘርጊሓ። እዛ መጽሓፍ ኣብ ውሽጣ ንጠንቅን ሳዕቤናትን ትሕቲ ዕድመ መርዓ ዝገልጹ ጥዕናውን ስነ ፍልጠታውን ትሕዝቶታት ዘጠቓለለት መሃሪት መጽሓፍ ከም ዝኾነት ጸሓፊኣ ሲስተር እልልታ ሓቢራ።

XS
SM
MD
LG