ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትራምፕ ኣብ ፈላማይ ምርጫ ሪፐብሊካዊያን ተዓዊቶም


ትራምፕ ኣብ ፈላማይ ምርጫ ሪፐብሊካዊያን ተዓዊቶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:29 0:00

ኣብ ኣመሪካ ክፍለ ግዝኣት ኣይዋ ዝተኻየደ ፈላማይ ምርጫ ሪፐብሊካዊያን፣ ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ልዕሊ 50 ሚእታዊ ብምርካብ ጎሊሁ ዝራኣይ ዓወት ኣመዝጊቦም። ብርቱዕ ቁሪ ንቁጽሪ መረጽቲ ካብ ቤቶም ንከይወጹ ስለዝደረቶም ዝተሓተ ህዝቢ ከምዝመረጸ’ውን እቲ ዜና ገሊጹ። 

XS
SM
MD
LG