ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መግለጺ ኢዜማን ምላሽ ህወሓት ኣብ ጉዳይ ራያ አላማጣ


 መግለጺ ኢዜማን ምላሽ ህወሓት ኣብ ጉዳይ ራያ አላማጣ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:02 0:00

"ዕጥቑ ዘይፈትሐ ህወሓት፣ ነገር ፃሕታራይ ኣካይዳ ይኽተል ኣሎ" ብምባል፣ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ(ኢዜማ) ከሲሱ። ኣብዚ ጉዳይ'ዚ ኣመልኪቱ ንድምፂ ኣመሪካ ምላሽ ዝሃቡ ኣብ ቤት-ፅሕፈት ህወሓት ሓላፊ ክፍሊ ፕሮፓጋንዳ ኣይተ ኢያሱ ተስፋይ ብወገኖም "ህወሓት፣ ብመሰረት ስምምዕ ፕሪቶርያ ብሰላማዊ መንገዲ ዝንቀሳቐስ እዩ"ኢሎም።

XS
SM
MD
LG