ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባህላዊ ቴማታት -- ዕጽፊ ጻዕሪ፡ ሞራላዊ ዕጋበት


ባህላዊ ቴማታት -- ዕጽፊ ጻዕሪ፡ ሞራላዊ ዕጋበት
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:59 0:00

ደራሲን ዳይረክተርን ፊልምወጊሑ ፍስሓጽዮን፡ ዝበዝሕ ስራሓቱ ኣብ ባህላዊ ቴማታት ዘተኰረ’ዩ። ኣተዓባብያኡን ደሓር ብስራሕ ዝኸዶ ገጠራትን ድርኺት ኣተኵሮ ስራሓቱ ምዃኑ ዝነግር ወጊሑ፡ ዛጊት ናብ ህዝቢ ዝተዘርግሓ በበይነን ስራሓት ኣቕሪቡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG