ምላሽ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኩነታት አላማጣ
ምኽትል ቀዳማይ ሚንስተርን ምኽትል ኣቦ መንበር ገዛኢ ፓርቲ ኢትዮጵያ ብልፅግናን ኣቶ ኣደም ፋራሕ ነቲ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ደቡብ ክልል ትግራይ ከተማ ኣላማጣ ዝተፈጠረ ኩናታት ኣመልኪቶም ምስ ሃገራዊ ቴሌቪዥን ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕተት “ሕቶ ይግበኣኒ ዝለዓለሎም ከባቢታት ብሕጋዊ፣ ሰላማዊን ውሳነ ህዝብን ዝረጋገፀሉ ኣገባብ ንምፍታሕ ተደጋጋሚ ዘተታት ከምዝተገብረሉን አብ ስምምዕ ዝተበፅሐን ከምምዃኑ መጠን ንመምርሕታት እቲ ስምምዕ ምኽባር አገዳሲ ኢዩ” ክብሉ ተዛሪቦም።
ኢፒሶዳት
-
ግንቦት 16, 2024
ቱሪዝም ክልል ትግራይ ንምብርባር
-
ግንቦት 15, 2024
ዕላል -- ምስ ድምጻውያን ሮቤል ሚካኤልን ሸዊት መዝገቦን
-
ግንቦት 14, 2024
ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቀቢላ
-
ግንቦት 14, 2024
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን ሓገዝ ንወጻኢ ሃገራትን
-
ግንቦት 13, 2024
ትራምፕን ሪፖብሊካንን ንስጉምቲ ምቁራጽ ወታሃራዊ ሓገዝ ንእስራኤል ይነቕፍ