ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊያን ብምፍራስ ፒያሳ ይሓዝኑ


ኢትዮጵያዊያን ብምፍራስ ፒያሳ ይሓዝኑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:50 0:00

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ ኣብ ከባቢ ፒያሳ ዝርከብ ብዙሕ ታሪኻዊ ህንጻታት ብቡልዶዘራት ይፈርስ ከም ዘሎ ክግለጽ ጸኒሑ`ሎ። ሰበ-ስልጣን እቲ ዕላማ ኣካል ዘመናውነት`ዩ ይብሉ። ነበርቲ ግን ታሪኽናን መንነትናን`ዩ ዝዓኑ ዘሎ ይብሉ።

XS
SM
MD
LG