ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ መሓዛ መጽሓፍቲ ኤሪ ብሩክስ


ምስ መሓዛ መጽሓፍቲ ኤሪ ብሩክስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:41 0:00

ብምኽንያት ወርሒ መጋቢት ዝዝከር መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ንሓላፊት ህዝባዊ ኣብያተ-ንባብ ወረዳ ሞንጎመሪ ዝዀነት ኤሪ ብሩክስ ጋሻና ጌርናያ ኣለና። እዛ ኣብነታዊት ሰራሕተኛ ተባሂላ ኣብ 2023 ዝተሸለመት ጋሻና፡ ምስ ኤርትራዊ በዓልቤታ ኣቶ ኣልኣዛር ወልደኣብ’ውን ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ስድራኣ ንኤርትራ በጺሓ ነይራ። መጽሓፍቲ ኣብ ምብጻሕ እትገብሮ ስራሕ፡ ከምኡ’ውን ንኻልእ ተዛመድቲ ጉዳያት ኣመልኪታ ምስ በዓልቤታ ኣዋጊዓትና ኣላ።

XS
SM
MD
LG