ናብ ኤርትራ መሐከሚ ካንሰር ዝኸውን ዘመናዊ መሳርሕታት ንምእታው ዝካየድ ንጥፈታት
- ተወልደ ወልደገብረኤል
ኤርትራውያን ኣመሪካውያን ናብ ኤርትራ መሐከሚ ካንሰር ዝኸውን ዘመናዊ መሳርሕታት ንምእታው ጽዑቕ ናይ ገንዘብ ምትእኽኻብ ንጥፈታት የካይዱ'ለዉ። 27 ጥሪ 2024 ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝተኻየደ መደብ ኣብ ሓደ ምሸት ኣስታት 110 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ምግባሩ ተጠቒሱ'ሎ። እቲ ብደረጃ ኣመሪካ ዝካየድ ጎስጎስ፥ ዕላምኡ ካብ 6 ክሳብ 10 ሚልየን ዶላር ንምእካብ ኮይኑ፡ ዛጊት ኣስታት 3 ሚልየን ዶላር ከም ዝተኣከበ ኣተሓባበርቲ'ቲ ፕሮጀክት ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
ግንቦት 17, 2024
ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ክዝተየሉ ሕቶ ቀሪቡ
-
ግንቦት 17, 2024
ጻውዒት ዓለማዊ መዓልቲ ሓቢርካ ምንባር፡ “ሰግለለት ኲናት ከይደግስ”
-
ግንቦት 17, 2024
ምርኢት ቅዲ-ክዳን ኤርትራ
-
ግንቦት 16, 2024
ቱሪዝም ክልል ትግራይ ንምብርባር
-
ግንቦት 15, 2024
ዕላል -- ምስ ድምጻውያን ሮቤል ሚካኤልን ሸዊት መዝገቦን