ፃውዒት ሓገዝ ንመወከሲ ሆስፒታል ዓይደር
ኣብ ክልል ትግራይ ዝዓበየ ትካል ጥዕና ዝኾነ መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር፡ ብሰንኪ ኲናት ካብ ሓያሎ ዝህቦ ዝነበረ ኣገልግሎት ድሕሪ ምብኳሩ፡ ብገለ ግዱሳት ዝተበገሰ “ዓይደር ነድሕን” ዝብል ወፍሪ ምትኽኻብ ሓገዝ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሆስፒታል ድሕሪ ስምምዕ ተጻብኦታት መጠናዊ ምምሕያሽን ቀረባት መድሃኒት ይርከብ ምህላዉ ሰብ-መዚ ይገልፁ። እንተዀነ ምስቲ ካልእ ተደራራቢ ማሕበራዊ ፀገማት፡ ናብቲ ዝነበሮ ብርኪ ንምምላሱ ከቢድ’ዩ ኮይኑ ከምዘሎ'ውን ይግለጽ'ሎ።
ኢፒሶዳት
-
ግንቦት 17, 2024
ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ክዝተየሉ ሕቶ ቀሪቡ
-
ግንቦት 17, 2024
ጻውዒት ዓለማዊ መዓልቲ ሓቢርካ ምንባር፡ “ሰግለለት ኲናት ከይደግስ”
-
ግንቦት 17, 2024
ምርኢት ቅዲ-ክዳን ኤርትራ
-
ግንቦት 16, 2024
ቱሪዝም ክልል ትግራይ ንምብርባር
-
ግንቦት 15, 2024
ዕላል -- ምስ ድምጻውያን ሮቤል ሚካኤልን ሸዊት መዝገቦን