ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገጣሚ ኣብ ስደት -- ሃይለ ቢዘን


ገጣሚ ኣብ ስደት -- ሃይለ ቢዘን
please wait

No media source currently available

0:00 0:28:59 0:00

ገጣሚ፡ ኣርታዒ፡ ጋዜጠኛን ጸሓፊ ሓጸርቲ ዛንታታን ሃይለ ቢዘን፡ ኣብ በበይኑ እዋን፡ ከም ኣባል መመዪት ሽማግለ ስነ-ጽሑፍ ራይሞክ፡ ዋና ኣርታዒ ኣሕተምቲ ሕድሪ፡ ኣባል ቦርድ ምስንዳእ መጽሔት ሕውየት፡ ሓደ ካብ መስረትቲ ዓመታዊ ውድድር ሓጺር ዛንታታት፡ ድሒሩ ድማ ፕረዚደንት ማሕበር ጸሓፍቲን ጋዜጠኛታትን ፐን ኤርትራ ኣብ ስደት ኮይኑ ሰሪሑ። ንስራሓቱ ዝድህስስ መደብን ቃለ-ምልልስ ምስቲ ገጣሚ ሃይለ ቢዘን ንምክትታል መላግቦ ሰዓቡ።

XS
SM
MD
LG