ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ዳግም ዝተወልዐ ኲናት ልዕሊ 470-ሽሕ ዜጋታት የመዛብል”ቤት ጽሕፈት ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ


ቅድሚ ክልተ ኣዋርሕ ዳግም ዝተወልዐ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ክልል ትግራይ ጥራይ ልዕሊ 470-ሽሕ ዜጋታት ኣመዛቢሉ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣመልኪቱ። እዚ ሓድሽ ማዕበል ምምዝባል ነቲ ድሮ ተሃስዩ ዝጸንሐ ትሕተ-ቅርጺ ተወሳኺ ተጽዕኖ ኰይኑዎ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG