ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ኣብ ዙር ኢጣልያ ኣንጸባራቒ ምንቅስቓሳ ኣብ ምርኣይ ቀጺሉ


ኤርትራዊ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ኣብ ዙር ኢጣልያ ኣንጸባራቒ ምንቅስቓሳ ኣብ ምርኣይ ቀጺሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:22 0:00

ድሕሪቲ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ሻድሻይ መድረኽ ዙር ኢጣልያ፥ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ክለብ ዳይመንሽን ዳታ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ማልያ ኣዙራ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ሓፈሻዊ ናይ ዓቐብ ውድድር ካልኣይ ኮይኑ ድሕሪ ስሎቨንያዊ ፖላንክ ጃን ተሰሪዑ ይመርሕ ኣሎ። ብዘይካዚ ኣብ መደብ ማልያ ቺክላሚኖ ተባሂሉ ዝግለጽ ናይ ነጥቢ ውድድር ሻድሻይ ደረጃ ሒዙ ይቕጽል ኣሎ። ካልእ ኣብቲ ውድድር ተሳቲፉ ዘሎ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ድማ ኣብ መደብ ማልያ ሮዛ ማለት ኣብ ሓፈሻዊ ነጥቢ ኣብ መበል 27 ደረጃ ተሰሪዑ ይርከብ።

XS
SM
MD
LG