ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ነታጕ: ኣብ ሓንቲ ስድራ ከተማ ዓዲ ግራት ዝሓደጐ በሰላ


ነታጕ: ኣብ ሓንቲ ስድራ ከተማ ዓዲ ግራት ዝሓደጐ በሰላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:12 0:00

ወይዘሮ መብራት ፅጋብ ክልተ ብሰንኪ ነታጕ ዘይርእዩ፣ዘይሰምዑን ዘይዛረቡን ቆልዑ ሒዘን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ይነብራ ኣለዋ። ብርሃነ ገብረህይወት ስርዓት ደርግ ቀቢሩዎ ዝኸደ ነታጕ ኣብ ኤርትራ ከተማ መንደፈራ ብምፍንጃሩ ምስ ወላዲኡ ኣካሎም ጐዲሉ። ኣውገስቲኖ ገብረህይወት ድማ ኣብ ትግራይ ብ1989 ዓ.ም ብሰንኪ ሕማም አዒንቱን አእዛኑን ስኢኑ ኣንደበቱ እውን ልክዕ ከም ዓብዪ ሓዉ ዕፁው እዩ። ወላዲኦም ኣብ ጐደናታት ከተማ ዓዲ ግራት ይልምኑ፤ ወላዲቶም ወይዘሮ መብራት መጢቐን ዒባ ጠፍጢፈን ደቀይ ዘዕብይ ዝነበርኩ ሎሚ ብሰንኪ ሕማም ሽኰር ዓዲ ውዒል ኰይነ ይብላ።

XS
SM
MD
LG