ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብረ-ሽበራ፡ ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራን ክብሪ ህዝብናን ከምዘይኮነ እቶም ሎሚ ኣብ ስልጣን ዘለዉ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣዳዕዲዖም ዝፈልጥዎ`ዩ ይብል ኣምባሳደር ግርማ


Girma-asmerom
Girma-asmerom

ኣምባሳደር ግርማ ከምኡ ዝበለ፡ ኢትዮጵያ፡ ብኤርትራ ዝድገፉ ጉጅለታት ኣብ ኢትዮጵያ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ክገብሩ ይዳለዉ ከምዘለዉ ጭቡጥ ናይ ስለያ መረዳእታ ኣለና ድሕሪ ምባላ`ዩ

ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ኤኮኖሚክ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገርትን ኣምባሳደር ኤርትራ፡ ግርማ ኣስመሮም፡ ኣብ`ቲ ንቪኦኤ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ፡ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ፖለቲካዊ ረብሓ ክደልዩ ኸለዉ፡ ንኤርትራ ምጥቃን ንልዕሊ 10 ዓመት ዝረብረብናሉ`ዩ ኢሉ።

ኣተሓሒዙ፡ ኣብ ክንዲ ጓል-መንገዲ ሃሰስ ምባል፡ ካብ ብሕጊ ዝተፈርደ መሬት ኤርትራ ወጺኻ፡ ኣብ ዞባና ሰላም ንምንጋስ ምጽዓር ምሓሸ ኢሉ።

ዝርዝሩ ይቕጽል፡
ኣምባሳደር ኤርትራ ግርማ ኣስመሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:07 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG