ጋዜጠኛ ኣበበ ገላው፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕለይ ዝኣለሞ ናይ ቅትለት ውዲት FBI ኣፍሺልዎ ይብል
ብዛዕባ`ቲ ጉዳይ ሰበስልጣን FBI ናብ ስርሑ መጺኦም ከምዝሓተትዎ ዝገልጽ ጉዑሽ ኣበራ ብወገኑ፡ ዝሓሰብክዎ ውዲት ኣይነበረን፡ FBI`ውን ናጻ ኢሉኒ`ዩ ይብል
Ethiopia
Tewelde Weldeghebriel
14.01.2013
ብዛዕባ`ቲ ጉዳይ ሰበስልጣን FBI ናብ ስርሑ መጺኦም ከምዝሓተትዎ ዝገልጽ ጉዑሽ ኣበራ ብወገኑ፡ ዝሓሰብክዎ ውዲት ኣይነበረን፡ FBI`ውን ናጻ ኢሉኒ`ዩ ይብል
ብዛዕባ`ቲ ጉዳይ ሓጺር ርኢቶ ዝሃበ FBI ናይ ቅትለት ፈተነ ኔሩ ንምባል ዘኽእል መረዳእታ ኣይረኸብናን ኢሉ`ሎ።
ናይ ኩሎም ርእቶ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቀሪቡ`ሎ
Guush-on-Abebe-Gelaw