ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ሕጽረት ሓይሊ ኤለክትሪክ ንምፍታሕ ንሰርሕ ኣለና ኢሎም


Eritrean President Isaias Afewerki
Eritrean President Isaias Afewerki

ኣብ ኤርትራ ዝተነብረ ማዕቀብ፡ እናፈኾሰ ከምዝኸደን፡ ብርክት ዝበላ ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ይነጽግኦ ከምዘለዋን`ውን ተዛሪቦም

ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመትን መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎን፡ ምስ ጋዜጠኛታት ውሽጢ ሃገር ቃለ-መጠይቕ ዝገበሩ ፕረሲደንት ኢሳያስ፡ ብዛዕባ ዘሰክፍ ክራማት ሎሚ ዘመን ክዛረቡ ከለዉ፡ ናብ መስኖኣዊ ስርሓት ንሰጋገረሉ ናይ ግዜ ሰለዳ ክህልወና ኣለዎ ኢሎም።

ብዛዕባ ሕጽረት ኤለክትሪክ፡ 50 መጋዋት ንምውሳኽ ይስራሕ ክመዘሎ፡ ንቀጻሊ ፍታሕ ግን፡ ብዙሕ ኣብ ግምት ክኣቱ ዘለዎ ነገራት ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ንዘሕለፍናዮ ምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
President Isaias Afewerki
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:28 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG