ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

እንታይነትን መንቀሊን ሕማም ጉርጉሪት 2ይ ኽፋል


ሕማም ጉሩንጉሪት
ሕማም ጉሩንጉሪት

ላዕለዋይ ክኢላ መጥባሕቲ ዶ/ር ግርማይ ሓጎስ ካብ ከተማ መቐለ ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ዌይን ስቴት ዩኒቨርስቲ ሓላፊ ክፍሊ ኢንዶክሮኖሎጂ ዶ/ር ብርሃነ ስዩም ካብ ከተማ ዲትሮይት ሚቺጋን ብዛዕባ ሕማም ጉርጉሪት ወይ ጉሩንጉሪት መምብርሂ ይህቡ።ሕማም ጉርጉሪት ኣብ ኸበሳታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምዝርኣይን መብዛሕቲኡ ግዜ ንደቂ ኣንስትዮ ከምዘጥቅዕን ይገልፁ።ቀንዲ መንቀሊ ጉሩንጉሪት ዋሕዲ ኣዮዲን ኮይኑ ሕክምና እንድሕር ዘይረኺቡ ክሳብ ሞት ዘብፅሕ ዓብዪ ናይ ጥዕና ሽግር ከምዘስዕብ ይሕብሩ።ንዝርዝሩ ይድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:35 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG