Wednesday, July 23, 2014 ሰዓት'ቲ ከባቢ 01:13

Horn of Africa

ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ መዓሰከራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት -፡ ብዓይኒ ኤርትራውን ኢትዮጵያውን

Multimedia

ድምፂ
ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ሰሎሞን ንጉሰ ካብ ማሕበር መንእሰያት ኢትዮጵያ  ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ፣ ኤርትራዊ መንእሰይ መብራህቱ ገብረኪዳን ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ካብ ማሕበር መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ክሊ ትግራይ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኤርትራ ዘጋጠመ ፍፃመ ርኢቶኦምን እምነቶምን ገሊፆም'ለው።

ክልቲኦም መንእሰያት ክግበር አለዎ ዝበልዎ'ውን ዘርዢሮም።

ንምስምዑ ንምልክት ዽምፂ ጠውቁ።
TIG-Ethio-Eritrean-Youth
TIG-Ethio-Eritrean-Youthi
|| 0:00:00
...
 
🔇
X