ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ከባቢ ኦክላንድን ከባቢኣን(Bay Area) ዓቢይ ህንጻ ማእከል ኮሚኒቲ ሰሪሖም


Bay-Area-Eritrean-Community-Center
Bay-Area-Eritrean-Community-Center

ስፍሓት`ት ህንጻ 4ተ ሺሕ ትርብዒት መትሮ ምዃኑ ተገሊጹ`ሎ


ንኹሉ ውራያትና ከተኣናግድ ዝኽእል ገዚፍ ማእከል ምስራሕና ዓቢይ ዓወት`ዩ ይብል ኣቶ ኣልኣዛር ኣብርሃም:

ዓበይትን ናእሽቱን ዝጥቀምሉን ዝዘናግዕሉን ናትና ንብሎ ማእከል ንምርካብ ካብ ነዊሕ ግዜ ክንጽዕረሉ ዝጸናሕና`ዩ ይብል።

“ብዓይኒ ስፍሓቱ እንተሪኢኻ፡ እቲ መሬት ሓሙሽተ ሎታ ኾይኑ፡ 32,490 sq.ft.`ዩ…ሰለስተ ዓበይቲ ኣዳራሻት ኣለዎ፡ ብሓንሳብ ሰለስተ መርዓታት ከአንግድ ዝኽእል”

ምስ ኣቶ ኣልኣዛር ኣብርሃም ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
Alazar Abrham
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:50 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG