ኤርትራ ናብ ሓዲሽ መድረኽ ልምዓት ትሰጋገር ስለዘላ፡ ብዛዕባ`ቲ ዘሎ ዕድላት ኢንቨስትመንት ምስ ህዝቢ ንምዋሳእ ዝተኸየደ ሰሚናር`ዩ ይብል ኣቶ ብርሃነ።
ነቲ ምሉእ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ ተኸታተሉ።
ጽባሕ ዓርቢ ብዛዕባ ግልጽነትን ዲምክራሲያውነትን`ቲ ኣኼባ ንተሳተፍቲ ክንሓትት ኢና፡