ካብ ላስ ቨጋስ ሓድነት ቀለታ፡ ካብ ቻርለት ምሕረተኣብ ዓንደብርሃን፡ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ መኮነን ገብረማርያም ኣብ`ዚ ቃለ-መጠይቕ ተሳቲፎም ኣለዉ፡
ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
ናጽነትና ዝቶኸበልና የለን፡ ገግዳስ ምስ ጎረባብትና ኮነ ምስ ኣመሪካውያን ፍቕርን ሰላምን ንፈቱ ምዃና ክነርኢ ንፍትን ኣለና ይብሉ