Friday, April 18, 2014 ሰዓት'ቲ ከባቢ 06:07

Horn of Africa

ኤርትራ ንኢቨስተራት ኣዝያ ተተአማምንን ምችእትን'ያ - ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር 2ይ ክፋል

Dr. Welday FiturDr. Welday Fitur
x
Dr. Welday Fitur
Dr. Welday Fitur

Multimedia

ድምፂ
መጠን ፅሑፍ - +
ኤርትራ  በቲ ንዝሓለፈ 20-ዓመታት ኣብ ዝተፈላለየ ፅላታት ኢኮኖሚ ዝገበረቶ ኢንቨስትመንት ኢኮኖሚአ  ዕብየት የርኢ'ሎ ክብሉ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር  ገሊፆም። ዶ/ር ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ትኹረት ኤርትራ ኣብ  ልምዓት ሰብን ምዕሩይ ዕበትን'ዩ ኢሎም።

ኤርትራ ምስ ዓለም-ለኽ ማዕኸና ገንዘብ ሽርክና አለዋ ኣባል'ውን  እያ ዝበሉ  ዶ/ር ወልዳይ ግን  ካብአቶም ዝርከብ ፍልፍል ምስቲ  ሸቶታትናን አካይዳናን ዝሰማማዕ  ምስ ዝኸውንን ኣብኡ ምሳና ንምስራሕ ክሳብ ዝተሰማምዑ'ዩ ክብሉ አብሪሆም።

ኤርትራ ኣብ ቀረባ ግዜ  ኣብ ከተማ አስመራ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ኣካይዳ ኔራ።  ዕላማ'ቲ ጉባኤ  ኤርትራውያን በብዓቅሞም ኣብ ዝኽእልዎ  ዝተፈላለየ  ፀፍሒ ኢኮኖሚ'ታ ሃገር  ገንዘቦም አዋፊሮም ኣብ ልምዓትን ዕብየትን ሃገሮም ብምክፋል ንሳቶም'ውን ተጠቀምቲ ንክኾኑ'ዩ ክብሉ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ገሊፆም።

ኣብ ቤት-ፅሕፈት ፕረዚደንት  ኤርትራ ሚኒስተር ማእኸል ወፍርን ልምዓትን ዝኾኑ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መሕትት'ዮ ነዚ ገሊፆም።

ንሎሚ ካልአይ ክፍሊ'ቲ  ቃለ-መሕትት  ቀሩቡ'ሎ።

ንምስምዑ  ነዚ ኣብ  ትሕቲ'ዚ ጽሕፍ  ንዘሎ ጠውቁ።
Dr. Welday Fitur
Dr. Welday Fituri
|| 0:00:00
...
 
🔇
X


Dr. Welday Fitur
Dr. Welday Fituri
|| 0:00:00
...
 
🔇
X