ሰሉስ, ለካቲት 09, 2016 ሰዓት'ቲ ከባቢ 14:37

    ዜና / ቀርኒ ኣፍሪቃ

    ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወፃእን ዝርከቡ ዜጋታታ ኣብ ሃገሮም ህፍቶም ከውፍሩ ፀዊዓ

    Dr. Welday FiturDr. Welday Fitur
    x
    Dr. Welday Fitur
    Dr. Welday Fitur

    Multimedia

    ድምፂ
    ኤርትራ ኣብ ቀረባ ግዜ  ኣብ ከተማ አስመራ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ኣካይዳ ኔራ።  ዕላማ'ቲ ጉባኤ  ኤርትራውያን በብዓቅሞም ኣብ ዝኽእልዎ  ዝተፈላለየ  ፀፍሒ ኢኮኖሚ'ታ ሃገር  ገንዘቦም አዋፊሮም ኣብ ልምዓትን ዕብየትን ሃገሮም ብምክፋል ንሳቶም'ውን ተጠቀምቲ ንክኾኑ'ዩ ክብሉ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ገሊፆም።

    ኣብ ቤት-ፅሕፈት ፕረዚደንት  ኤርትራ ሚኒስተር ማእኸል ወፍርን ልምዓትን ዝኾኑ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መሕትት'ዮ ነዚ ገሊፆም።

    ንሎሚ ቀዳማይ ክፍሊ'ቲ  ቃለ-መሕትት  ቀሩቡ'ሎ።

    ንምስምዑ  ነዚ ኣብ  ትሕቲ'ዚ ጽሕፍ  ንዘሎ ጠውቁ።
    Dr. Welday Fitur
    Dr. Welday Fituri
    || 0:00:00
    ...    
     
    X