ምሕዝነት ኤርትራን ዓባይ ብሪጣንያን ጽቡቕ ይቕጽል ኣሎ- ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ
ሽግራት ክህሉ ይኽእል`ዩ፡ ነቲ ዝዓበየ ስእሊ ኤርትራ ግን ዝገልጽ ኣይኮነን ይብል ኣስዒቡ
Amb.Tes.Gherahtu
ዝሓልፈ ዓመት ኣብ መንጎ ሰበስልጣን ኤርትራን ዓዲ-እንግሊዝን ኣብ ለንዶን ኣኼባ ተኻይዱ ኒሩ። ልዕሊ 20 ኩባንያታት ኢንቨትመንት`ውን ተሳቲፈን ኔረን። ኣብ`ቲ ኣኼባ፡ ብዛዕባ ኤርትራ ትኽተሎ ኣተሓሕዛ መሰል ዜጋታት ስኽፍታ ከምዘሎ ምጥቃሱ`ውን ተገሊጹ ኔሩ።
ብዛዕባ`ዚ ክምልስ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ተዓዲሙ ዝሃቦ ምላሽ ኣብ ናይ ሎሚ ሓሙስ ፈነወ ተመሓላሊፉ`ሎ፡
Eritrea-Britain-Investment