ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ትርከብ ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ ብማስተርስ ዲግሪ ክተመርቕ ጀሚራ


Hamelmalo college New Laboratory Building July 20 2015
Hamelmalo college New Laboratory Building July 20 2015

ኮለጅ ሓመልማሎ ካብ ከተማ ከረን ብሸነኽ ሰሜን ኣስታት 12 ኪ.ሜ ርሒቓ ትርከብ ልክዕ ቅድሚ 10 ዓመት ዝተተኽለት`ያ።

ሎሚ ዘመን ብማስተርስ ዲግሪ ዝርከብዎም 410 ተማሃሮ ኣመሪቓላ። ብማስተርስ ዝተመረቐት ደሃብ ታፍላ፡ ከምኡ ድማ ብቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ ኣብራሃም ሃብተሚካኤል ኣብ መደብ መንእሰያት ዝገበርዎ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:28 0:00

XS
SM
MD
LG