ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቆንስል ኤርትራ ክልተ ካብ ሚእቲ ክኸፍልን ናይ ኤርትራዊ ዜጋ ረብሓታት ዝደለየን ሰብ ኣብ ኤርትራ'ዩ ዝኸፍል ይብል


ቆንስል ኤርትራ ክልተ ካብ ሚእቲ ክኸፍልን ናይ ኤርትራዊ ዜጋ ረብሓታት ዝደለየን ሰብ ኣብ ኤርትራ'ዩ ዝኸፍል ይብል

3ተ ኤርትራውያን ነበርቲ ብሪጣንያ ክልተ ካብ ሚእቲ ኣገዲድካ ብምኽፋል ኣብ ሎንደን ንዘሎ ኤምባሲ ኤርትራ ኸሲስና ክብሉ ገሊፆም።

ኣብ ሎንደን ዝርከብ ቆንስል ኤርትራ ንዓባይ ብሪጣንያን አየርላንድን ብወገኑ ክልተ ካብ ሚእቲ ክኸፍል ዝደለየ ሰብ ኣብ ዓዲ ደአምበር ኣብዚ አይኸፍልን'ዩ ኢሉ'ሎ። ኽልቲኦም ወገናት ዝበልዎ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:16:26 0:00

XS
SM
MD
LG