ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ኤርትራ ዝመጸት ጉጅለ ባህሊ ሳሊና ኣብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ውዒላ ኔራ


Eritrean Salina Band Kedija
Eritrean Salina Band Kedija

ወዲ ትኹል፡ ከዲጃ ኣደም፡ ሃይለ ናቲ ፡ኣበባ ሃይለ፡

ኣብ ከተማታት ኣመሪካ ምርኢታት ከካይዱ ድሕሪ ምኽራም፡ ቅድሚ ናብ ኤርትራ ምብግጋሶም ኣብ ስትድዮ ቪኦኤ ተዓዲሞም ምርኢት ኣርእዮም ኔሮም።

Eritrean Salina Band Abeba
Eritrean Salina Band Abeba

ምስኦም ዝተኻየደ ወግዕን ጸወታን ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቂሔ ጽልሚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:16:10 0:00
መራገፊ

ኣብ ቪዲዮ ተወሳኺ ንምርኣይ ከኣ ኣብ ታሕታዋይ ገጽ ምርኣይ ይክኣል

XS
SM
MD
LG