ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ዓባይ ሰዓል፡ ኣብ ክሊ-ትግራይ ሞት ዝሓርሳ ኣዴታት


ኣብ ኤርትራ ዳርጋ ንኹሉ ሕሙም TB ንምሕካም ንጽዕር ኣለና ይብል ዶ/ር ሚናብ ስብሃቱ

ብኻልእ ወገን ሓንቲ ካብተን 30 ሽሕ ሰብ ሞያ ጥዕና ኢትዮጵያ ትርሓስ መብራህቶም ኣብ ጣብያ ሰሎዳ ዓድዋ ብዘመዝገበቶ ለውጢ ተሸላሚት Real Award ዓለምለኸ ሽልማት ከምዝኾነት ይፍለጥ፡፡

ትርሓስ ነቲ ዓወት መሰረት ዝኾና ንሳን መሳርሕታን ኣብ ህዝቢ ዘለወን ፍቕርን ተቐባልነትን ምዃኑ ትገልጽ፡፡

ምንያ ኣፈወርቂ ምስ ዶ/ር ሚናብ ዝገበረቶ ቃለ-መጠይቕን፡ ግርማይ ገብሩ ምስ ትርሓስ መብራህቶም ዝገበሮ ዕላልን ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ጥዕና ቐሪቡ`ሎ፡
Eritrea-Ethiopia-Health
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:21 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG