ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንምውጻእ ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ኒጀርን ጫድ ዛዛሚ ውሳነ ከምዘይተበጽሐ በዓል-ስልጣን ኣመሪካ ገሊጹ


ፋይል
ፋይል

ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ኒጀርን ጫድን ክወጹ ድዮም ክጸንሑ ዛዛሚ ውሳነ ከምዘይተበጽሐ ሓደ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ በዓል ስልጣን ኣመሪካ ንኣሶሴይትድ ፕረስ ገሊጾም።

እዘን ክልተ ሃገራት’ዚኣተን ኣብ ውግእ ጸረ ግብረ-ሽበራ መላፍንቲ ኣመሪካ ምዃነን እቲ ዜና ይሕብር።

ወትሃደራዊ መራሕቲ ኒጀር ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዘሕለፍዎ ውሳነ ወትሃደራት ኣመሪካ ኣብ ኒጀር ወፍሪ ጸረ ግብረ- ሽበራ ንከይቅጽሉ ምውሳኖም ዝዝከር እዩ፨

ጫድ ብወገና ኣብ’ዘን ቀረባ መዓልታት ነቲ ምስ ኣመሪካ ዝኣተወቶ ውዕል ኣብ ሕቶ ከምዘእተወቶ ምሕባራ ይፍለጥ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG